Home
Categories
EXPLORE
True Crime
Comedy
Society & Culture
History
Sports
News
Health & Fitness
About Us
Contact Us
Copyright
© 2024 PodJoint
00:00 / 00:00
Sign in

or

Don't have an account?
Sign up
Forgot password
https://is1-ssl.mzstatic.com/image/thumb/Podcasts221/v4/f5/5b/c0/f55bc0a2-c88b-8c53-c73d-fc8c3e00e03e/mza_15580189158943663552.jpg/600x600bb.jpg
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
913 episodes
20 hours ago
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Show more...
Daily News
Society & Culture,
News
RSS
All content for SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ is the property of SBS and is served directly from their servers with no modification, redirects, or rehosting. The podcast is not affiliated with or endorsed by Podjoint in any way.
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Show more...
Daily News
Society & Culture,
News
Episodes (20/913)
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
እንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት
ንኩልኹም በዓል ልደት ተብዕሉ ኣመንቲ ክርስትና ካብ’ዚ ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ንብል። እዚ ንትርጉም፣ ኣገባብ ኣበዓዕላን መልእኽትን ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን በዓል ልደትን ዝምልከት ትሕዝቶ'ዩ። ቅድሚ ሕጂ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያንን መምህር ብሩክ ገብረሊባኖስ ካብ ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም መልበርንን ካብ ዝሃቡና ሰፊሕ ትሕዝቶ ተጾሚቑ ዝቐርብ ዘሎ'ዩ።
Show more...
11 hours ago
10 minutes 11 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026) * መንግስቲ ብምዕልቕላቕ ንዝተሃስዩ ነበርቲ ኲንስላንድ 38 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህብ ኣፍሊጡ፣ * ባይቶ ቬንዙዌላ ንደልሲ ሮድሪገዝ ግዝያዊት መራሒት ክትከውን ቃለ መሓላ ኣፈጺሙዋ፡ * ልዕሊ ፍርቂ ክፋል ኣውስትራልያ ብልዑል መጠን ሙቐት ከልብለብ’ዩ፡ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ናብ ሶማሊላንድ ምብጻሕ ፈጺሙ፣
Show more...
17 hours ago
6 minutes 47 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Three-day childcare subsidy now in place - but will it help families? - ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧
Parents sending children to childcare are now guaranteed a 90 per cent subsidy for three days a week, without completing any eligibility test. The subsidy will cost around $430 million over the next four years but the government says hundreds of thousands of families are set to benefit. - ደቆም ናብ መዋእለ ህጻናት ዝልእኩ ወለዲ ዝኾነ ከማልእዎ ዘለዎም ወይ ዝግበኦም ነገር ከይሃለዎም ሕጂ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ዝኸውን 90% መንግስቲ ክድጎመሎም ወይ ክሽፍነሎም ውሕስነት ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ድጎማ ከባቢ $430 ሚልዮን ኣብ ዝመጹ ኣርባዕተ ዓመታት ወጻኢታት ክግበረሉ’ዩ፣ መንግስቲ ግን ኣማኢት ኣሽሓት ስድራቤታት ክረብሑ’ዮም ይብል።
Show more...
18 hours ago
7 minutes 21 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Your guide to camping in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ናብ በረኻ፣ ጣሻ፣ ወጺእኩም ብምዕስካር ንምዝንጋዕን ግዜ ንምሕላፍን ክትፈልጥዎም ዘለኩም እንታይ'ዮም፧
Going camping is an incredible way to experience Australia’s great outdoors whilst also taking a break from technology and daily routines. We unpack the benefits of camping, the preparation required, the equipment you should consider taking, and how to be a considerate camper. - ካብ ገዛ ወጺኹም ንጽቡቓትን ምልኩዓትን ግዳማት/ደገታት ኣውስትራልያ ከተስተማቕርዎም እንተደሊኹም፣ ናብ ጉዕዞ ወጺእኩም ትዕስክርሉ (ካምፒንግ ትገብርሉ) ምኻድ ሓደ ትድነቕሉ ኣገባብ’ዩ። ቀስ ክትብሉ (ክትሃድኡ)፣ ምስ ተፈጥሮ ዳግማይ ክትራኸቡን ካብ መሳኹቲ ሞባይል፣ ላፕ ቶፕ፣ ኮምፒውተርን ቴሌቪዥንን ካልኦት ዕለታዊ ተግባራትኩምን ፈጺምኩም ክትእለዩ ዕድል ዝህበኩም’ዩ። ጉዕዞኹም ምቹእን ዘይርሳዕን ክትገብርዎ፣ ኣቐዲሙ መደብ ኣውጽኡ፣ ብሜላ ጠርንፉን ኣብ'ቲ ዝመረጽኩሞ ቦታ ዓስክሩን (ካምፕ ግበሩን)፣ ንሰባትን ንከባቢን ክትብሉ ድማ ሓልዮት ይሃልኹም።
Show more...
1 day ago
10 minutes 54 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06 ጥሪ 2026) * ፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ንክስታት ናርኮ-ቴረሪዝም ኣሜሪካ ገበነኛታት ኣይኮንናን ክብል ቃሎ ሂቦም፡ * መንግስቲ ኣውስትራልያ ኩነታት ኣብ ቨነዝወላ ይከታተሎ ከምዘሎ ብምግላጽ ኣብ ሕጋውነት ተግባራት ዩኤስ ርእይቶ ቅድሚ ምሃብ ኩሎም ሓቅታት ከረጋግጽ ይደሊ፡ * ንመጥቃዕቲ ሽበራ ቦንዳይ ግብረመልሲ ዝህቡ ሕግታት ንምሕላፍ ወርሒ ጥሪ ቅድሚ ምውድኡ ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ናብ ካንቤራ ይምለሱ፣
Show more...
1 day ago
6 minutes 21 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026)
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሶኑይ 5 ጥሪ 2026) * ፈለማ ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ክቐርብዩ * ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ልዕሊ’ታ ሃገር ኣዚዘ ይብል። ክልቲኦም ምስ ሓሽሽን ኣጽዋርን ብዝተኣሳሰሩ ገበናት ኣብ ኒውዮርክ ተኸሲሶም ኣለዉ። እዚ ፍጻመ ወይ ስርሒት ብመሻርኽቲ ትራምፕ ኣድናቖት ክረክብ’ንከሎ ብብዙሓት ካልኦት ሃገራት ግን ብሰፊሑ ተኾኒኑ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ካብ ምሕረት ግብሪ፡ ክፍሊት ሱፐርን ክሳብ ምኽፋት ሓደ ሃገራዊ ማእከል ንምቁጽጻር ሕማማት፡ ብዙሓት ምትዕርራያትን ምቅይያራትን ኣብ’ዚ ኣቲናዮ ዘለና ዓመት ክትግበሩን ክዝርግሑን'ዮም፡ 2026 ንኣውስትራልያ እንታይ ሒዛትላ መጺኣ'ላ ክንምልከቶም ኢና። * ስፖርታዊ ዓለም ክልቲኡ ማለት ዘድልዩና መረስዒታት ካብ ጸገማት ዓለም ናይ’ታ ዓመት በቲ ሓደ ወገን ናቱ ዝኾነ ብዙሕ ድራማን ምስጢርን ድማ በቲ ካልእ ፈጢሩ። ዓመተ 2025 ብመንጽር ስፖርት ከመይ ሓሊፉ ክንምልከቶ ኢና።
Show more...
2 days ago
48 minutes 7 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026) * ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ፣ ፈቓድ ካብ ኮንግረስ ኣየድልን’ዩ ኔሩ ክብል ነቲ ናብ ምትሓዝ ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ቨነዝወላ ዝነበረ ኒኮላስ ማዱሮ ዘምርሐ ስርሒት ሃገሩ ተኸላኺልሉ፣ * ማሕበረሰብ ቨነዝወላ ኣብ ኣውስትራልያ ንኹሎም ኣብ ደገ ዘለዉ ፈተውቶም ሰላምን ዲሞክራስን ተተስፍዮም፣ * ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ዓለም ንተግባር ኣሜሪካ ብትሪ ኮኒነን፣ ኣውስትራልያ ዘተን ዲሞክራስን ዕድል ክወሃቦም ትጽውዕ፣ * ኣብ ዝሰፍሐ ከባቢታት ኣውስትራልያ ልዑል ማዕበል ሙቐት ክህልዉ ምዃኑ መጠንቀቕታታት ተዋሂቦም፣ ኣብ’ዞም ቀረባ መዓልታት ብውሑዱ ኣብ ኣርባዕተ ግዝኣታት ልዕሊ 40 oC ክበጽሑ ትንበያታት ኣለዉ፣
Show more...
2 days ago
12 minutes 23 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Drama, dreams, distraction, diversion - 2025 in sport - ገምጋም ዓመተ 2025 ብመንጽር ስፖርት
The sporting universe provided both a welcome distraction from the problems of the world in 2025... as well as a whole heap of drama and intrigue of its own. Let's look back at some of the year that was. - ስፖርታዊ ዓለም፣ ክልቲኡ ማለት ተደላዩ ዝኾነ መረስዒ ካብ ጸገማት ዓለም ኣብ 2025 በቲ ሓደ ወገን፣ ናቱ ዝኾነ ብዙሕ ድራማን ምስጢርን ድማ በቲ ካልእ ሸነኽ ፈጢሩ። ዓመተ 2025 ብመንጽር ስፖርት ከመይ ሓሊፉ ኣብ'ዚ ክንምልከቶ ኢና።
Show more...
2 days ago
10 minutes 35 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Trump says US will 'run' Venezuela after Maduro and wife seized in raid - ፕረዚደንት ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ተታሒዞም ድሕሪ ምውሳዶም ፕረዚደንት ትራምፕ ንቨነዝወላ ከነመሓድራ ኢና ይብል
US President Donald Trump says he ordered a large-scale strike on Venezuela to capture Venezuela's President Nicolás Maduro and his wife. They have been charged with drug and weapons offences in New York. The action has been praised by Mr Trump's allies, but widely condemned by many nations. - ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ልዕሊ’ታ ሃገር ኣዚዘ ይብል። ክልቲኦም ምስ ሓሽሽን ኣጽዋርን ብዝተኣሳሰሩ ገበናት ኣብ ኒው ዮርክ ተኸሲሶም ኣለዉ። እዚ ፍጻመ ወይ ስርሒት ብመሻርኽቲ ትራምፕ ኣድናቖት ክረክብ’ንከሎ ብብዙሓት ካልኦት ሃገራት ግን ብሰፊሑ ተኾኒኑ።
Show more...
2 days ago
9 minutes 20 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (1 ጥሪ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ክቡራት ሰማዕትና ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንኣቀባብላ ሓድሽ ዓመት 2026 ኣብ ኣውስትራልያ ዝትንትን እዋናዊ ትሕዝቶ፣ ገምጋም ዓመተ 2025 ብመንጽር ምዕቃብ ከባብን እንስሳታት ዘገዳምን ከምኡ'ውን ግሎባዊ ዓለምን ከመይ ከምዝሓለፈ ዝትንትን መደብን ንቃልሲ ኣንጻር ክብሪ መነባብሮን ምውናን ኣባይቲ ዝምልከት ሓደ ዛንታቀሪብናልኩም ኣለና። ሰናይ ምክትታል።
Show more...
6 days ago
49 minutes 11 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ካብ'ዚ እዋን ንላዕሊ ገንዘብ ረኺበ ዘይፈልጥ ክንሰይ ኣዝዩ ዝወሓደኒ ኮይኑ ይስመዓኒ፣
ኣብ'ዞም ቀረባ ዓመታት ብዙሓት ምሸታት ኔሮም ከባቢ ሰዓት 11 ድ. ቀ. ኣብ መእተዊ ገዛይ መኪናይ ደው ኣቢለ ቅድሚ ንውሽጢ ገዛ ምእታወይ ኣብ'ታ መኪና ሱቕ ኢለ ንነዊሕ ኮፍ ይብል - ድሕሪ ናይ 16 ሰዓታት መዓልቲ ስራሕ.... ዘፍ ኢለ። ኪንዮ ናይ ቅድሚት መስትያት ናብ ባዶሽ ኣማዕድየ እናጠመትኩ 'ክንደይ ካልኦት ኣውስትራልያውያን ከምዚ ናተይ ተመሳሳሊ ይገብሩ'ለዉ'፣ ' ኣብ'ታ መዓልቲ ንመጻምድቶም ክርእዩወን ዕድል ዘይረኸቡ፡ ከይተበራበረት ካብ ድቃሳ ንግሆ ወጋሕታ ንስራሕ ኢሎም ገዲፎማ ዝኸዱ' ... ኢለ የስተንትን። ኣብ 2023 ሰለስተ ዓይነታት ስራሕ እናሰራሕኩ 70 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ይወፍር ኔረ- ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝረኸብኩዎ ገንዘብ ንላዕሊ እናረኸብኩ፡ ግን ከኣ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ፋይናንሳዊ ወጥሪ ካብ'ዚ ንላዕሊ ተሰሚዑኒ ኣይፈልጥን። [[እዚ ትሕቶ ብዛዕባ ክብሪ ናብራ ካብ ዝድህስስ ናይ ዘተ መደብ SBS Insight ዝተወስደ ኮይኑ ብዛዕባ ሰባት `ከበድቲ እዋናት` ኢሎም ዝገልጽዎም (Tough Times) ዝምልከት ዝቐረበ ትሕዝቶ`ዩ። ንምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብ SBS ON DEMAND ብነጻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ። 👇 https://www.sbs.com.au/news/insight/article/i-have-never-earned-more-money-but-ive-never-felt-more-broke/31hheaflf
Show more...
6 days ago
7 minutes 53 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ፕረዚደንት ኤርትራ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ፣ ህወሓት መጸዋዕታ ንሰብኣዊ ሓገዝን ተመዛበልቲ ዝምለሱሉ ንጹር ሰሌዳ ግዜን ኣቕሪቡ፣
ጸብጻባት ልኡኽና (ባሕቲ ጥሪ 2026) * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ፣ * ህወሓት ሰብኣዊ ሓገዝ ክቐርብን ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ዝምለሱሉ ናይ ግዜ ሰሌዳ ብንጹር ክፍለጥን ጸዊዑ፣ * ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ "ናብ ናይ ጋህዲ ምዕራፍ ይሰጋገር ኣሎ" ክብል ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፣ * ሶማሊላንድ ፍልስጤማውያን ንምጥያስ ሓዊስካ ሰለስተ ቅድመኩነት ክትፍጽም ተሰማሚዓ ክብል ፕረዚደንት ሶማልያ ከሲሱ፣
Show more...
6 days ago
7 minutes 25 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (01 ጥሪ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ጥሪ 2026) * ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ዝናብን ንፋስን ዕንወት ኣብ ዘኸትልሉ፣ መንገድታትን ሕርሻታትን እቶም ቀንዲ ሻቕሎታተይ'ዮም ክብል ፕሪምየር'ታ ግዝኣት ኣፍሊጡ፡ * ቀዳመይቲ ጓለንስተይቲ መራሒት ባንግላደሽ ኻሊዳ ዚያ ድሕሪ ነዊሕ ሕማን ኣብ መበል 80 ዓመታ ዓሪፋ፡ * ጠለባት ንቲኬት ዋንጫ ዓለም 2026 ክብረወሰናት ፊፋ ሰይሮም፡
Show more...
6 days ago
8 minutes 46 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
New developments and old battles: Australia's health year in 2025 - ሓደስቲ ምህዞታትን ናይ ቀደም ውግኣትን፣ ዓመተ ጥዕና ኣውስትራልያ ኣብ 2025 ከመይ ሓሊፉ፧
As with most years, the health sector has been a constant source of news stories - from outbreaks of illnesses to outstanding medical research, from politics to pandemics, from injuries to infections. SBS news looks back at some of the medical stories that hit the news in 2025. - ልክዕ ከም'ቶም ዝበዝሑ ዓመታት፡ ጽላት ጥዕና ቀጻሊ ምንጪ ሓደስቲ ዛንታታት ኮይኑ ጸኒሑ'ዩ - ካብ ለበዳታት ሕማማት ናብ ዝድነቕ ሕክምናዊ መጽናዕቲ፡ ካብ ፖለቲካ ናብ ለበዳ ወይ ፓንደሚክስ፡ ካብ መጉዳእታት ናብ ረኽሲታት ወይ ተመሓላለፍቲ ሕማማት። እዚ ትሕዝቶ ኣብ 2025 ዜና ዝነበሩ ዛንታታት ሕክምና ክድስስ'ዩ።
Show more...
6 days ago
18 minutes 20 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Australia gears up to bring in a 2026 of hope - ኣውስትራሊያ ንዓመተ 2026 ክትቅበላ ትሸባሸብ
Sydney's iconic New Year's Eve fireworks will ring in 2026, but celebrations will look a little different this year with some police officers carrying long-arms following the Bondi terror attack. In other cities the New Year will also be welcomed with fireworks and music in many popular spots around the country. - ከተማ ሲድኒ ኣብ ዓለም ትፍለጠሉ ህቡብ ምርኢት ርችታት ድሮ-ሓድሽ-ዓመት፡ 2026 ምእታዋ ከበስር'ዩ፡ እንተኾነ ግን ጽምብላት ናይ'ዚ ዓመት ቁሩብ ፍልይ ዝበሉ ክኾኑ'ዮም - ንመጥቃዕቲ ሽበራ ቦንዳይ ተኸቲሎም ኣባላት ፖሊስ ነዊሕ ሰደፍ ዘለዎም ብረታት ክስከሙ ስለዝኾኑ። እቶም ካልኦት ከተማታት ድማ ንሓድሽ ዓመት፡ ብተመሳሳሊ ኣገባብ፡ ብርችታትን ሙዚቃን ኣብ'ቶም ፍቱዋትን ህቡባትን ቦታታት ኣብ መላእ ሃገር ክቕበሉዋ'ዮም።
Show more...
1 week ago
6 minutes 59 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Turning points: what defined the world in 2025 - ትራምፕ፣ ፍልስጤም፣ ሱዳን፣ ነጥበ መቐይሮታት ዓለምና ኣብ 2025 ኣየኖት ህሞታት ኔሮም፧
2025 has been a huge year for geopolitics, natural disasters and a changing of the guard at the top levers of international power and influence. We look back at the key moments. - 2025 ዓባይ ዓመት ኣብ ጂኦፖሊቲክስ፡ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታትን ምቅይያር ስልጣን ኣብ ላዕለዎት መሳልላት ዓለምለኻዊ ሓይልን ጽልዋን ኮይና ትሓልፍ ኣላ። ካብ`ዚ ቀጺልና ንምልከቶም ድማ እቶም ቀንዲ ህሞታት ኔሮም።
Show more...
1 week ago
18 minutes 23 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
2025: A good year for wildlife conservation - 2025: ዕውትቲ ዓመት ኣብ ምዕቃብ እንስሳታት ዘገዳም
From former poachers now protecting endangered species to farmers adapting crops and traditions to help local wildlife, 2025 has been a brighter year for conservationists and the world's wildlife. - ካብ ሃደንቲ ነበር ሕጂ ኣብ ጥቓ ምጥፋእ ወይ ሓደጋ ምጽናት ዝርከቡ ዓሌታት ዝሕልዉ ክሳብ ሓረስቶት ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዝርከቡ እንስሳታት ዘገዳም ንምሕጋዝ ዘራእቶምን ልምዶምን ዝቕይርሉ፣ 2025 ንዓቀብቲ ተፈጥሮን ናይ ዓለምና እንስሳዘገዳምን ብርህቲ ዓመት ኮይና’ያ ሓሊፋ።
Show more...
1 week ago
5 minutes 54 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሰሉስ 30 ታሕሳስ 2025) * ቻይና ኣብ ዙርያ ታይዋን ሰፊሕ-ዝርጋሐ ዘለዎ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣበጊሳ፡ * መስርሕ ምድላይ መንገዲ ኣየር ማለይዥያ በረራ MH-370፣ 10 ዓመት ወዲቓ ደሃይ ድሕሪ ምጥፋኣ ዳግማይ ተጀሚሩ፡ * ብሪጣንያዊ ተጓሳጣይ ኣንቶኒ ጆሹዋ ክልተ ሰባት ኣብ ዝቐተለ ሓደጋ መኪና ቀሊል መጉዳእቲ ወሪድዎ፡
Show more...
1 week ago
6 minutes 2 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ክቡራት ሰማዕትና ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንደብዳብ ኣሜሪካ ኣብ ናይጀርያ ዝትንትን እዋናዊ ትሕዝቶ፣ ጸብጻብ ዜናታት ካብ ልኡኽና፣ ገምጋም ዓመተ 2025 ብመንጽር ግሎባዊ ዓለም ከመይ ከምዝሓለፈ ዝትንትን መደብን ኣብ ግዜ ኣውደኣመት ኣተሓሕዛናን ኣመጋግባናን ንፌስታ ኣብ ንቕርቦም መግቢታት ከመይ ክኸውን ኣለዎ ዝምልስ ትሕዝቶን ቀሪብናልኩም ኣለና። ሰናይ ምክትታል።
Show more...
1 week ago
49 minutes 5 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025) ቀንዲ ነጥብታት ዜና፡ * ንንጥፈታት ድሮ-ሓድሽ-ዓመት-ሲድኒ ተወሰኽቲ ስጉምቲታት ጸጥታ ክውሰዱ’ዮም፣ * ብረት ዝዓጠቑ ፖሊስን ወተሃደራትን ክህልዉ ሰባት ትጽቢት ክገብሩ ኣለዎም ክብል ፕሪምየር’ታ ግዝኣት ኣፍሊጡ፣ * ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ንታይዋን ኣናዊጽዋ፣ * መንግስቲ ሶማልያ ዘይሕጋውን መጥቃዕቲ ኣብ ሉኣላውነተይ’ዩ ብምባል ንኣፍልጦ እስራኤል ንሶማሊላንድ ኮኒኑ፣
Show more...
1 week ago
10 minutes 33 seconds

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።